ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምኽንያት’ቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጃምላ ዝሃለቑ
ኤርትራውያን ኣመልኪቱ መግለጺ ኣውጺኡ።
ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምኽንያት ናይ’ቶም ብ22-26 መጋቢት 2011 ካብ ሊቢያ ተበጊሶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብሰንኪ ምስጣም ክልተ መራኽብ ሓደጋ ዘጋጠሞም 400 ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተሰመዖ ሓዘን ብምግላጽ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንስድራ-ቤት ግዳያት ድማ ብፍላይ ጽንዓት ይሃብኩም
|
|
Read more... |
ብስም ሃገራዊ ናጽነት ተሸፊኑ ዝመጸ ዘይዲሞክራሲያዊ ባህሪ መራሕቲ ህግሓኤ (ህግደፍ) ብዙሕ ግዜ ከይ ወሰደ ጉልባቡ ቀሊዑ ኣብ ልዕሊ ህዝብታትና ብኹሉ መዳይ ሽግር ክፈጥርን፡ ከሳቕን፡ ንሃገርና ድማ ካብ ልምዓትን ዕቤትን ዓጊቱ
|
|
Read more... |
ትብጻሕ ናብ ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ፡ ብቐዳምነት ዝኸበረ ሰላምታይ ተቐበሉ። ቀጺለ ኢደ-ወነናዊ መንግስቲ ህግደፍ ብዝያዳ ካብ’ቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዘርእዮ ዘሎ፡ ርቡጽ፡ ብሉይ ሰማዕን ተቐባልን ዘይብሉ፡ ናይ ስልጣን ኣድሕኑ ነጎድጓዳዊ መቓልሕን ብሓይሊ እንዳገፈፈ ደገፍቲ ኣለውኒ ካብ ህዝቢ ኣይተነጸልኩን ዝብል ግጉይ ምስሊ ንግዳም
|
|
Read more... |
ፈጻሚ ኣካል ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ
ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሰላሲሉ
ፈጻሚ ኣካል ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ካብ 5-8 ሚያዝያ 2011 ኣብ ዘሰላሰሎ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ፡ መንግስቲ ህግደፍ ብሓይሊ ብረት ኣብ ኮረሻ ስልጣን ካብ ዝወጻሉ ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ’ዚ 20 ዓመታት ክኽተሎ ብዝጸንሐን ዘሎን ኣዕናዊ ፖሊሲ፡ ኣብ ልዕሊ ህብዝታትና ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ መንእሰይ
|
|
Read more... |
ስርዓተ ምልኪ ኣልጊስካ ሕብረ-ሰልፋዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት ንምጥያስ ኣብ ዝግበር ህዝባዊ ሓርነታዊ ቃልሲ፡ ካብ ዝነኣሰ ክሳብ ዝዓበየ ሕብረት ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን፡ ኩሉ ንጸላኢ ዘዕንቅፍን ዘሰንብርን ውደባን ግብራዊ ስጉምታት ምውሳድን ኣገዳሲ’ዩ። እዚ ሎሚ ብህዝብታት ኤርትራ ዝጥለብ ዘሎ
|
|
Read more... |